Br 5,000
ኣብ ገዛ ውሽጢ ይኹን ኣብ መረባ ብምቾት ዝጥቀሙሉ ብኣየር ዝምላእ ወይ ‘ዝንፋሕ’ ሶፋ ምስ ናይ እግሪ መቐመጢ ዱካ ሓዊሱ።
ካብ ከፈይ ብምስራሕ ልዑል ምቾት ክህልዎ ተገይሩ ብፅሬት ዝተዳለወ ሶፋ።
ብጥንካርኡን ዲዛይኑ ወይ ቅዱ ተመራፂ ዝኾነ።
ክሳብ 100ኪግ ክብደት ናይ ምሽካም ተኽእሎ ዘለዎ።
Features:
- Add comfortable seating to any space
- It has an angled backrest
- For camping, Dorms, or for Guests
- It includes foot rest
- Size: Sofa: 116*98*83 cm, Foot rest: 62*62*31 cm
- 100Kg load bearing capacity
Leave feedback about this